ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰያት ዓፋር ኣብቲ ክልል ዝፍጸሙ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ደው ክብል ሓቲቶም


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር እዋን ውልቀ መለኽቲ ሓሊፉ’ዩ ዝበሉ ገለ መንእሰያት ዓፋር ኣብቲ ክልል ንዝፍጸሙ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ክብል ንፈደራል መንግስቲ ሓቲቶም።

ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ወከልቲ ህዝቢ’ቲ ክልል ካብ ዝመያየጡ ንደሓር ንዕ ም ጥርዓን ዘቕረቡ መንእሰያት ምእሳርን ምፍርራህን ቀጺሉ’ሎ ዝበሉ ነበርቲ’ቲ ክልል ዝኾኑ መንእሰያት ኣብቲ ምምይጥ ንዝተረኽቡ መንግስቲ’ቲ ክልል ዝመረጾምን ደገፍቲን ካድረታት ጥራይ’ዮም ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG