ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰያት ትግራይ ንተፈናቐልቲ ኣብ ምሕጋዝ ይነጥፉ


ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኩናት ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ዝተፈናቐሉ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዝርከብ ሸሞንተ መዕቆቢ ተፈናቐልቲ ተዓቑቦም ከምዝርከቡ ሓበሬታታት ኣለዉ።

ነዞም ተፈናቐልቲ ዝያዳ ዝሕግዝዎም ድማ ነበርቲ ከተማ መቐለ ምዃኖም ይግለጽ። ኣብቲ ምውህሃድ ሓገዝ፡ ከምኡ'ውን እቲ ህዝቢ ናብ ንቡር ህይወቱ ንክምለስ፥ ብድልየቶም ተወዳዲቦም ዝሰርሑ መንእሰያት ድማ ኣለዉ። ካብ መንጎ ኣብዚ መዳይ ዝነጥፉ መንእሰያት፥ ንክልተ ኣዘራሪብና ኣለና ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

መንእሰያት ትግራይ ንተፈናቐልቲ ኣብ ምሕጋዝ ይነጥፉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:45 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG