ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ


መበገሲ ኮሮና ቫይረስ’ያ ኣብ ዝተባህለት ናይ ቻይና ከተማ ዋሃን ነቲ ቫይረስ ካብ ምግፋሕ ንምግታእ ጻዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት’ውን እቲ ቫይረስ ከምዝተራእየ ይግለጽ ኣሎ።

ውድብ ጥዕና ዓለም እቲ ቫይረስ ዓለምለኸ ለብዳ እዩ ኢሉ ንምጽዋዕ ሎሚ ክውስን ትጽቢት ይግበር።

ሃገራት ግን ዝተፈላለየ ስጉምቲታት ምክልካል ይወስዳ ኣለዋ።

እዚ ኮሮና ቫይረስ እንታ እዩ? ካብቶም ካልኦት ቫይረሳት ብምንታይ ይፍለ? ንምንታይ ኸአ ኣዝዩ ሓደገኛ ኮይኑ? ዝብሉን ካልኦት ሕቶታት ዶ/ር ዳውድ ሲራክ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዊስኮንሲን ክፍሊ ተመሓላለልፍቲ ሕማማት ከብርሁልና’ዮም።

ምስ ዶ/ር ዳውድ ሲራክ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መብርሂ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:07 0:00


XS
SM
MD
LG