ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበገሲ ሕማም ዓበቕን ሜላ መከላኸሊታቱን


መበገሲ ሕማም ዓበቕን ሜላ መከላኸሊታቱን
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:43 0:00

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብኢሱ ዝቐፀለ ኲናት ዝመበገሲኡ ምምዝባላት ሰባትን እኹል ቀረባት ኣፋውስን ሕክምናን ብዘይምርካቦም ሰባት ብቐሊሉ ክሓውዩ ብዝኽእሉ ሕማማት ቆርበት ንዝኸፍኡ ሓደጋታት ይሳጥሑ ምህላዎ ፀብፃባት ይሕብሩ። ካብኦም ሓደ ንዝኾነ ሕማም ዓበቕ (ሽሑር) እዩ።

XS
SM
MD
LG