ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 66 ኣኼባ ምክልኻል ኣንበጣ ምድረበዳ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ኣስመራ ተጀሚሩ


መበል 66 ስሩዕ ኣኼባ ውድብ ምክልኻል ኣንበጣ ምድረበዳ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሎሚ 4 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ-ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ተጀሚሩ።ኣብዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝቕጽል ኣኼባ ናይ 2020/2021 ስራሕ ዓመት ብምግምጋም ናብ ዝቕጽል ዓመት መደብ ስራሕ ክሕንጽጽ ትጽቢት ይግበር።ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሱዳን፡ሶማል፡ኬንያ፡ደቡብ ሱዳን፡ጅቡቲ ታንዛንያን ኡጋንዳን ኣባል ሃገራት ናይቲ ውድብ እየን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG