ኣካፍል
መሕተሚ
መበል 30 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ብድምቀት ከምዝተኸበረ ተፈሊጡ።
ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ኣብ ዝፈነውዎ መልእኽቲ ትዊተር አብቲ ትማሊ ኣብ ከተማ ከረን ዝነበረ ስነ ስርዓት፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓብደላ ሙሳ መደረ ምስምዖም ሓቢሮም።