ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ሳዋ ተጸንቢሉ


መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋን ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎትን ካብ 2-4 ነሓሰ 2019: ብዝተፈላለዩ መደባት ተጸንቢሉ።

ኣብቲ ጽንብል ኣስታት 16 ሽሕ ዝኾኑ መበል 32 ዙሪያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ን 2 ዓመታት ብ13 ሞያታት ክመሃሩ ዝጸንሑ 909 መንእሰያትን ተመሪቖም።

ጎን ጎን’ዚ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ሳዋ ፡ ምስ መጽሄት ምክልኻል "ተዓጠቕ" ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎትን መደበር ተዓሊም ሳዋን ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ቃለ መሕትት ፣ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይተርፍ ዕማምን ንኩሉ ዝምልከትን ከምዝኾነን ኣብ ሃገር ክሳብ ማህበራዊ ፍትሒ ዝረጋገጽ ዝቕጽል ከምዝኾነን ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ሳዋ ተጸንቢሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:46 0:00

XS
SM
MD
LG