ኣካፍል
መሕተሚ
መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ 16 ጥሪ 2011 ዓ/ም ጀሚሩ።
ኣብዚ ስሩዕ ጉባኤ ፀብፃባት ስራሕ ከምዘቕረቡን ከፀድቑ ትፅቢት ዝግበረሎምን ኣዋጃትን ደንብታትን ከምዘለው እውን ተሓቢሩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available