ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 12 ኣኼባ ብኣዴን ተጀሚሩ


ናይ ብሄረ ኣምሓራ ዲሞክራክራስያዊ ምንቅስቃስ መበል12 ኣኼብኡ ትማሊ ጀሚሩ።


እቲ ቀጻልነት ለውጢ ንረብሓ ዲሞክራሲያዊ ህዝቢ ኣምሓራ ብዝብል ቴማ ዝተጀመረ ጉባኤ ብኣዴን ልዕሊ 1500 አባላትን ዕዱማትን ከምዝትረኽቡ ተፈሊጡ'ሎ።

ነቲ ጉባኤ ብመደረ ዝኸፈትዎ አቦ መንበር አቶ ደመቀ መኮንን እዮም።

አቶ ደመቀ ኣብ መደረኦም ኣብ ማዕርነት ዝኣምን ፈታዊ ነጻነትን ሕቡን ዝኾነ ህዝቢ ኣምሓራ ካብ ጌጋታትና ክንመሃር ዕድል ሂቡና'ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 12 ኣኼባ ብኣዴን ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:58 0:00

XS
SM
MD
LG