ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 11 ህጹጽ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ አዲስ አበባ ክካየድ’ዩ


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ንዝካየድ መበል 11 ህጹጽ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪቃ ምድላዋት ከምዝተገብሩ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ጉባኤ ብፍላይ ዘተኹረሉ ኣብ ትካላዊ ምምሕያሽ’ቲ ሕብረት ምኻኑ ተገሊጹ’ሎ።

ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ዘተኾረሎም ጉዳያት ሓደ ሰሙን ኣብ ዝኸውን ጊዜ ንዝጅመር ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ኣፍሪቃ’ዩ።

ወሃቢ ቃል ቤት ዕዮ አቶ መለስ አለም ከምዝበልዎ እቲ ጉባኤ ሕዳር 8-9 ኣብ አዲስ አበባ ክካየድ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 11 ህጹጽ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ አዲስ አበባ ክካየድ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG