ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: 5.2 ኪ.ሜ ዝንውሓቱ መንገዲ ኣስፋልቲ ተመሪቑ


መቐለ: 5.2 ኪ.ሜ ዝንውሓቱ መንገዲ ኣስፋልቲ ተመሪቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:11 0:00

ኣብ ከተማ መቐለ 5.2 ኪ.ሜ ዝንውሓቱ መንገዲ ኣስፋልቲ ከምዝተመረቐ ተገሊጹ:: እዚ ብምክንያት መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተመረቐ መንገዲ ኣስፋልቲ ኣብ ኣፍደገ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ምዕሩግ ኣደባባይ ሓዊሱ እዩ።

XS
SM
MD
LG