ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ - ደብዳብ ነፋሪት ኲናት ተኻይዱ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ከሲሱ


መቀሌ
መቀሌ


ኣብ ከተማ መቐለ ነፋሪት ኩናት ፈደራል መንግስቲ ደብዲባ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።

እዚ ናይቲ ስርዓት ጸረ ህዝብነት ዘርኢ'ዩ ከም ዝበለ'ውን ተሓቢሩ፡ሎ።
ብዛዕባ ዝወረደ ጉድኣት እንተልዩ ግን ኣይሓበረን።


ኣብ ከተማ መቐለ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ ኣቢሉ ብርቱዕ ናይ ኣውሮፕላን ድምጺ ከምዝተሰምዐ'ውን ወኪልና ሙሉጌታ ኣጽብሃ ሓቢሩ'ሎ።

ብዛዕባ ቲ ደብዳብ ካብ ፈደራል መንግስቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ የለን።

XS
SM
MD
LG