ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- ኣብ ምርባሕ ከብቲን ውፅኢት ፀባን ዝተዋፈረት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ

መቐለ- ኣብ ምርባሕ ከብቲን ውፅኢት ፀባን ዝተዋፈረት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:27 0:00

መቐለ- ኣብ ምርባሕ ከብቲን ውፅኢት ፀባን ዝተዋፈረት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ

ወይዘሮ ሙሉ ነጋሽ ትብሃል ነባሪት ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ዓይደር ቀበሌ 03 እያ።

ወይዘሮ ሙሉ ምስ ቤት ምክሪ ንግድ ዘፈር ማሕበራይን ከተማ መቐለ ካብ ክልል ትግራይ ወፃኢ ዑደት ልውውጥ ተሞክሮ እንክትገብር ቀልባ ዝወሰደ ዝርኣየቶ ምርባሕ ፀባ ላሕሚ ምንባሩ ትዛረብ።

ሙሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ እናሃለት 18 ዝኣኽላ ናይ ፈረንጂ ፀባ ላሕሚ ሞይተንኣ ተስፋ ከይቆረጸት ዳግም ናብ ስራሕ ብምእታው ውፅኢታዊት ከምዝኮነት ትዛረብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

XS
SM
MD
LG