ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- ኣብ ሃይማኖታዊ መጻሕፍቲ መፅናዕቲ ዘካይድ ዘሎ መምህር ሙዑዝ ሃይሉ


መምህር ሙዑዝ ሃይሉ
መምህር ሙዑዝ ሃይሉ

መምህር ሙዑዝ ሃይሉ ብሃይማኖታዊ ትምህርቲ ክሳብ ቅኔ፣ ብትያትር ዲፕሎማ፣ ብቋንቋን ስነ ፅሑፍን ድግሪ ዝተመረቀ ኮይኑ፥ ብባህልን ፎክለርን ድማ ካልኣይ ድግሪ ኣብ ምምሃር ይርከብ።

መምህር ሙዑዝ ሃይሉ ኣብ ሃይማኖታዊ መፃሕፍቲ ዝገብሮ ዘሎ መፅናዕትን ዛጊድ ኣብ ምንታይ ብርኪ ከምዝርከብን ኣዋጊዑኒ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ- ኣብ ሃይማኖታዊ መጻሕፍቲ መፅናዕቲ ዘካይድ ዘሎ መምህር ሙዑዝ ሃይሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:02 0:00


XS
SM
MD
LG