መቐለ —
ኣብነታዊ መንእሰይ ጎይትኦም ዘማርያም
ጎይትኦም ዘማርያም ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ተወሊዱ።
ካብ 1ይ-8ይ ክፍሊ ምስ ወለዱ ኮይኑ ኣብ ገጠር ዝተምሃረ ምዃኑ እንትሕብር ካብ 9ይ ክፍሊ ክሳብ ካብ ዩኒቨርስቲ ዝምረቅ ግን በይኑ ብፃዕርን ብፀገምን ከምዝተማህረ ይገልጽ።
ምስ ጎይትኦም ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።