ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- ኣምበጣ ንምጥፋእ እትሕግዝ መንፀጊት መድሓኒት ዝመሃዘ መንእሰይ ኣሰፋ ታኣምር


ኣሰፋ ታኣምር ሰለስተ ዝተፈላለያ ምህዞታት ብምምሃዝ ናብ ዝምልከቶ ዘቅረበ ኣብነታዊ መንእሰይ እዩ።

ኣሰፋ ንፅሬት ከተማ ዝሕግዝ ምስ መትረብ ዝተተሓሓዘ ምህዞ ብምቅራብ ኣብ ከተማታት ትግራይ ንግልጋሎት ክውዕል ገይሩ እዩ።

ብዘይካ እዚ መድሓኒት ኮሮና ንፅርግያት ገዛውቲ ንምንፃግ ትሕግዝ ምህዞ እውን ኣዳልዩ ኣሎ።

ኣሰፋ ኣምበጣ ኣብ አእዋም ብምስቃሉ መድሓኒት ምንፃግን፡ የፅግም ነይሩ ነዚ ዘቃልል ምህዞ እውን ኣቅሪቡ ኣሎ።

ኣሰፋ ን100 ዝኮኑ መናእሰይ በብግዝኡ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ እዩ።

ምስ መንእሰይ ኣሰፋ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG