ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- ንሓገዝ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 3 ሚልዮን ብር ዝአከበ ኣብነታዊ ዜጋ


መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ኣብ ትግራይ ቴለቭዥን መደብ ፍሉይ ድልየት ብምድላው ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ማሕበረሰብ ኣብ ምቅላል ይርከቡ።

ዛጊት 3 ሚልዮን ብር ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ውልቐ ሰባት ብምእካብ ክሳብ ሕዚ ሓደ ሚልዪንን 700 ሽሕ ብር ን1500 ፅጉማት ከምዘከፋፈሉ ይዛረቡ።

እቲ ዝተረፈ ገንዘብ እውን ንመጻኢ ከምዘከፋፍልዎ ሓቢሮም።

ምስ መምህር ሙሉ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG