ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- መንእሰይ በዓል ሞያ ቅርፃ ቅርፂ ዳዊት ገብረህይወት


መቐለ- መንእሰይ በዓል ሞያ ቅርፃ ቅርፂ ዳዊት ገብረህይወት
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:00 0:00

መቐለ- መንእሰይ በዓል ሞያ ቅርፃ ቅርፂ ዳዊት ገብረህይወት

ዳዊት ገብረህይወት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተወሊዱ ዓብዩ። ኣብ ትምህርቲ ዓለም እናሃለወ ብልምዲ ምስኣል ይፈታትን ምንባሩ ይዛረብ። ድሕሪ ላዕለዋይ ብርኪ ትምህርቱ ምውድኡ ናብ ኮሌጅ ኪነ- ጥበባት ትግራይ ኣትዩ።

ኣብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ክልል ትግራይ ብስእልን ቅርፃ ቅርፅን ተመሪቁ። ብልምዲ ዝጀመሮ ሞያ ብትምህርቲ ኣደጊፉ ተስፋ ዘለዎ በዓል ሞያ ቅርፃ ቅርፂ ኮይኑ ኣሎ።

ምስ ዳዊት ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:16 0:00


XS
SM
MD
LG