ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ- ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑጸረ 'ገሬ እሙን' ናይ ተሌቭዥን ድራማ  

 ሚኪኢለ ንጉሰ ( ገሬ እሙን) ፀጋም: ፍታሃነገስ ኣረጋዊ (ጆኬር ) የማን
ሚኪኢለ ንጉሰ ( ገሬ እሙን) ፀጋም: ፍታሃነገስ ኣረጋዊ (ጆኬር ) የማን

ኣብ ተሌቭዥን ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ትቐርብ ‘ገሬ እሙን’ ዘርእስታ ድራማ ዝሓሸ ተመልካቲ ከምዘለዎ ይዝረበሉ።

ኣብ ገሬ እሙን ጆኬር፥ ገሬ እሙን፥ ኣያ ዘርኣብሩክ፥ ቤቲ ሃይላይ፣ ለምለም ዓይነይ ዝብሉ ገፀባህርያት ይርከቡዎ።

ምስ ኩሎም ምዕላል እኳ እንተዘይተክኣለ ሚኪኢለ ንጉሰን ፍታሃነገስ ኣረጋውን ማለት ምስ ገሬ እሙኑን ጆኬርን ንሎሚ ኣጋይሽ ቂሔ ፅልሚ ኮይኖም ኣለው።

ምስኦም ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ- ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑጸረ 'ገሬ እሙን' ናይ ተሌቭዥን ድራማ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:54 0:00

XS
SM
MD
LG