ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: ፈጣሪ ስራሕ ኣብነታዊ መንእሰይ


መቐለ: ፈጣሪ ስራሕ ኣብነታዊ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00

መቐለ: ፈጣሪ ስራሕ ኣብነታዊ መንእሰይ

ማዕርግ ገብረመድህን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብ1999 ዓ.ም ብዓውዲ ቁጠባ ተመሪቁ። ድሕሪ ምረቃ ኣብ ቴሌክሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ ብርክታት ብሓላፍነትን ትሸዓተ ዓመታት ሰሪሑ።

ማዕርግ ድክነት ንምስዓር ጎድና ጎኒ ስራሕ መንግስቲ ምስ በዓልቲ ገዝኡ ካብ ስራሕ ምስ ወፅአ ኣብ ጎደናታት አዲስ አበባ ኩኪስ(ብሽኮቲ) ይሸይጥ ምንባሩ ይዛረብ። ማዕርግ ምሻጥ ኩኪስ(ብሽኮቲ) ናብዚ ሐዚ በፂሕዎ ዘሎ ምስራሕ ዝተፈላለዩ ማሽናት መበገሲ ከምዝኮኖ ይሕብር።

ምስ ማዕርግ ዝተገብረ ወግዒ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:16 0:00



XS
SM
MD
LG