ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ ፈላማይ ዋዕላ ትካል ውጽኢት ሕትመት ኣክሱማይ ተቓኒዑ


ፈላማይ ዋዕላ ትካል ውጽኢት ሕትመት ኣክሱማይ ቀዳም 20 ሓምለ 2011 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።

እቲ ኣብ ሆቴል ሃጸይ ዮውሃንስ ዝተኻየደ ፈላማይ ዋዕላ ብርክት ዝበሉ ሰብ ሞያ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ዝተረከብሉ እዩ ተኻይዱ።

ኣብቲ ፈላማይ ዋዕላ ውጽኢት ሕትመት ኣክሱማይ ዝተፈላለዩ ብሰብ ሞያ ዝተኻየዱ ዳህሳሳት ቀሪቦም እዮም። ኣብ ፈላማይ ዋዕላ ውጽኢት ሕትመት ዝኮነት መጽሄት ኣክሱማይ'ውን ናብ ህዝቢ ምብጽሓ’ውን ተበሲሩ።

ኣድላይነት እቲ ዋዕላን ምጅማር መጽሄት ኣክሱማይ ኣመልኪቱ ምስ ኣባል ምድላው ማዕኸናት መራከቢ ብዙሃን ኣክሱማይ መንእሰይ ጸጋዝኣብ ኪዳኑ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ፡ ፈላማይ ዋዕላ ማዕከን መራኸቢ ብዙሃን ኣክሱማይ ተቓኒዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:08 0:00

XS
SM
MD
LG