ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: ግዱሳት መናእሰይ ኣብ ኣብያተ ንባብ ዘሎ ክፍተት ንምዕባስ መጻሕፍቲ ኣኪቦም


እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዘለዉ መናእሰይ ዝካየድ ሰናይ ተግባር እዩ። ኣብ ከተማ መቐለ ዝነብሩ ግዱሳት መናእሰይ ብምትሕብባር ብኣሽሓት ዝግመት መፃሕፍቲ ብምእካብ ንኣብያተ ንባብ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ መምሃሪ መፃሕፍቲ፡ ደብተር፡ብርዒ፡ ቦርሳን ካልእ ዘካተተ እዩ። ካብቶም መንእሰያት ንገለ ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG