ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ ወናኒ ኩለ መዳይ ስነ ጥበብ መምህር ኣለማዮ ሃብተ


መምህር ኣለማዮ ሃብተ ካብ 2001 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር መፅናዕቲ ባህሊ ( ፎክሎር) ኮይኑ የገልግል ኣሎ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋና 3ይ ድግሪ ትምህርቱ ኣብ ምኽትታል’ውን ይርከብ፡፡

መምህር አለማዮ ሃብተ ኣብ ሙዚቃ ብፍላይ ባህላዊ ፀወታ ራያ፣ ድርሰት፣ ኣብ ምውሳእ’ውን ዕዙዝ ኣበርኽቶ ኣለዎ እዩ ፡፡ መምህር አለማዮ ሃብተ ጋሻ ቂሔ ፅልሚ ኮይኑ’ሎ፡ ምስ መምህር ኣለማዮ ሃብተ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ፡ ወናኒ ኩለ መዳይ ስነ ጥበብ መምህር ኣለማዮ ሃብተ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:18 0:00


XS
SM
MD
LG