መቐለ —
በብግዚኡ ዘጋጥም ዝነበረ ሞት ብመከላከሊ መድሓኒት ብምንካዪ ዕግበት ተሰሚዑኒ እንተኾነ ከምቲ ግቡእ ብዘይምስራሕና ክልል ትግራይ ካብ ለበዳ ሕማም ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ክትናገፍ ኣይከኣለትን ክብሉ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ከይዲ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ ኤይድስ ኣይተ ፍስሃ ብርሃነ ሓቢሮም።
ምስ ኣይተ ፍስሃ ዝተኻየደ ምሉእ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።