ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ:ኣብ ምፍራይ ንህብን ምርባሕ መዓር ዝተዋፈረ መንእሰይ


ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ቁሸት ህዳሰ ነባሪ ዝኮነ ቴድሮስ ኣርኣያ ይብሃል ። ቴድሮስ ቅድም ክብል ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ መተማ ይነብር ምንባሩ ይዛረብ። ካብ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ ቀልቡ ናብ ትግራይ ገይሩ ምምልላስ ምጅናሩ ይሕብር።

ቴድሮስ ኣብ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ወረዳ እንደርታ መፍረዪ ንህቢ ቦታ ተዋሂቡ ኣብ ምርባሕ ንህቢ ተዋፊሩ ይርከብ።

ምስ ቴድሮስ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ:ኣብ ምፍራይ ንህብን ምርባሕ መዓር ዝተዋፈረ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:50 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG