መቐለ —
ማሕበር ሕውነት ደቂ ሰብ ን21 ዓመታት ፅጉማት ኣብ ምሕባሓብ ይርከብ። ቅድሚ 21 ዓመት መምህር ፍቅረ ኣሰፋ ናብ ስራሕ እንትከዱ ኣብ ጎደና ዝነብሩ ህጻናት ምስ ረኣዩ ነዚ ማሕበር ንምምስራት ከምዘለዓዓሎም ይዛረቡ። መምህር ፍቅረ መስራትን አካያዲ ስራሕን ማሕበር ሕውነት ደቂ ሰብ እዮም።
መምህር ፍቅረ ኣብዚ 21 ዓመታት ናብ መሐብሐቢ ብምእታውን ብደገ ብምሕጋዝን ብዓሰተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቆልዑ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክበፅሑ ኣክኢሎም እዮም። ምስ መምህር ፍቅረ ዝተካየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available