ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ምህዞታት


መቐለ: ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ምህዞታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:35 0:00

መቐለ: ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ምህዞታት

ኣብ መቐለ ዝተፈላለዩ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ብምስራሕ ናብ ህዝቢ የብፅሑ ኣለዉ።

ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ዝርከቡ መንእሰይ መምህራን ብውልቂን ብጉጅለን ብምዃን ምህዞታት በብግዚኡ ብምምሃዝ ዝተምሃዙ ብምምዕባልን ካብ ምቅራብ ኣይተቆጠቡን።

ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ዝርከቡ መምህር ጠዓመ ተስፋይ፥ መምህር ብርሃነ ወልዳይን ብውልቐ ድማ መንእሰይ ፍሬው ሕሸን ኣብ ዝሰርሕዎም ምህዞታት ኣመልኪትና ዝገበርናዮ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00


XS
SM
MD
LG