ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ህፃናት ዝድግፍ ተበግሶ


ማሕበር ወነንቲ ሆቴልን ኣብያተ መደቀሲን መቐለ ብስእነት መዓዛታት መግቢ ትሕቲ ስሩዕ ክብደት ንዘለዎም ህጻናትን ኣደታትን ንምሕጋዝ ተበግሶ ወሲዱ፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ን150 ህጻናትን ኣደታትን ኣብ ምሕጋዝ ይርከብ።

ንኣቦ-መንበርን ኣባል ኣመራርሓን እቲ ማሕበር ኣይተ የማነ ገብረሊባኖስ፣ ነቲ ተበግሶ ዘንቀለ ጋዜጠኛ ገብረእዝግዚኣቤር ኣብርሃን ሓንቲ ካብቶም ተጠቀምቲ እቲ መደብ ዝዀና ሰላም በላቸውን ኣዘራሪቡ ኣሎ፡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ: ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ህፃናት ዝድግፍ ተበግሶ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:45 0:00


XS
SM
MD
LG