ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ ብኮሮና ቫይረስ ተጠርጢሩ ዝነበረ ወልቐ ሰብ ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምኻኑ ተሓቢሩ


 ዶክተር ኢሰያስ በላይ
ዶክተር ኢሰያስ በላይ

ኣብ መቐለ ብኮሮና ቫይረስ ተጠርጢሩ ዝነበረ ወልቐ ሰብ ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምኻኑ ተሓቢሩ።

ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ምክትል ሓላፊን ኣመሓዳሪ ከይዲ ስራሕ ምክልኻል፡ ምቁፅፃር ሕማማትን ምስጓም ጥዕናን ዶክተር ኢሰያስ በላይ ምስ ፌደራል መንግስቲ ብምትሕብባር ኣብ ትግራይ ኮሮና ቫይረስ ንምክልካል ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ዶክተር ኢሰያስ እዚ ቫይረስ ብመሰረት ሓበሬታ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓደገኛ ምኳኑ ተገሊፁ እዩ። ስለዝኮነ ድማ ፅዑቅ ክትትል ይግበረሉ ኣሎ ኢሎም።

ዶክተር ኢሰያስ ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መብርሂ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


XS
SM
MD
LG