ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: 'ባዕልና ንባዕልና' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንጽጉማት ኣብ ምሕጋዝ ዝርከቡ መንእሰያት


'ባዕልና ንባዕልና' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተአኻኸቡ መንእሰያት ኣብ ከተማ መቐለ ቴንዳ ብምዝርጋሕ ንጽጉማት ወገናት ሓገዝ ኣብ ምትእኽኻብ ይርከቡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ኩናት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዝርከቡ እዞም መንእሰያት ካብ ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት መግቢ፡ ክዳውንቲ ኾነ ገንዘብ ብምትእኽኻብ ንጽጉማት ይሕግዙ ከምዘለዉ፡ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ወገናት ከይተረፈ ወፈያ ይረኽቡ ከምዘለዉ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG