ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ ሰብ ሞያ ጥዕና ክልል ትግራይ ምስ ሰበስልጣን ክልልን ፈደራልን ተዘራሪቦም


ሰብ ሞያ ጥዕና ክልል ትግራይ ምስ ሰበስልጣን ክልልን ፌደራልን ሎሚ ዓርቢ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ አካይዶም።ኣብ ፌደራል ዝውሰን ኣባና ኣይፍፀምን ኢሎም ንዝተሓተቱ ሰብ ሞያ ጥዕና መልሲ ዝሃቡ ምኽትል ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብፌደራል ዝተወሰኑ ኩሎም ክንፍፅሞም ኢና ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መቐለ፡ ሰብ ሞያ ጥዕና ክልል ትግራይ ምስ ሰበስልጣን ክልልን ፈደራልን ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:59 0:00


XS
SM
MD
LG