ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ: መፅናዕቲ ዘድልዮ ገዳም ደብረ ገነት ቅዱስ ሚኪኤል እምባተኹላ


 ገዳም ደብረ ገነት ቅዱስ ሚኪኤል እምባተኹላ
ገዳም ደብረ ገነት ቅዱስ ሚኪኤል እምባተኹላ

ገዳም ደብረ ገነት ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ጉሎምካዳ ጣብያ ርግባይ መደባይ ቁሸት እምባተኹላ ይርከብ።ናይ ነዊሕ ዘመን ዕድመ ከምዘለዎ ድማ ይዝረበሉ። ደብረ ገነት ቅዱስ ሚካኤል ብከውሒ ኣብ ዝተከበበ ሓውሲ እምባ ይርከብ። ብዕንፀይቲ ዝተሰርሐ መደያይቦ’ውን ኣለዉ።

ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ተወለድቲ እቲ ከባቢ ዝገበርኩዎ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

መቐለ: መፅናዕቲ ዘድልዮ ገዳም ደብረ ገነት ቅዱስ ሚኪኤል እምባተኹላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:58 0:00


XS
SM
MD
LG