ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፥ መድረኽ ዘተ ሰላም ክልቲኡ ኣሓት ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኻይዱ


ኣብቲ ዝተኻየደ ዘተ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መናእሰይን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ምስታፎም’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

ብክልቲኡ ወገን ነቲ ዘተ መልዓሊ ዝኮኑ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም እዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ሰላም ክልቲኡ ኣሓት ህዝብታት መንእሰይ ጌታቸው ምስ መሓዝቱ እዩ ኣዳልይዎ።

ዕላም’ቲ ዘተን ኩነታትን ብዝምልከት ምስ ክልተ ካብ አዳለውቲ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG