ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ መለለይ መንነት ካርድ ንዜጋታት ንምሃብ ዘኽእል ሶፍትዌር ዝመሃዘ መንእሰይ


ስማርት፡ ካርድ መለለዪ መንነት ንዜጋታት ንምሃብ ዘኽእል ሶፍትዌር ዝመሃዘ መንእሰይ ክነለልየኩም።

ኪዳነ ገብረመድህን ይበሃል ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ መቐለ ተማሃራይ 5ይ ዓመት እዩ። እቲ ሶፍትዌር ብቋንቋ ትግርኛ ዝሰርሕን እኹል መረዳእታ ዜጋታት ክሕዝ ዝገብር ምዃኑ ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG