ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስራቲት ሆስፒታል ፊስቱላ ኢትዮጵያ ዶ/ር ካትሪን ሃምሊን ዓሪፈን


ኣብ ኢትዮጵያ ምስ በዓል ቤታ ብምዃን ንፈቱሱላ ዝሕክም ካተሪን ሃምሊን ዝተባህለ ሆስፒታል ዝኸፈታ ዶ/ር ካተሪን ሃምሊን ትማሊ ኣብ መበል 96 ዓመተን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ዓሪፈን።

ንሰን ምስ ቅድሚኤን ዝሓለፉ በዓል ቤተን ዶ/ር ረግ ሃምሊን ብምዃን ነቲ ሕክማና ካብ ዝኸፍቱ፡ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ 61 ዓመታት ልዕሊ 60 ሺሕ ደቀኣንስትዮ ሕክምና`ቲ ክሓርሳ ከለዋ ከጋጥም ዝክእል ናይ ማህጸን መቕደድቲ ብምርካብ ህይወት ብዙሓት ምቕያረን ካብ ፋና ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ዝተረኽበ ሓበሬታ የመልክት።

XS
SM
MD
LG