ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መስመር ጽዕነት ዓበይቲ መካይን ኣመሪካ ይበራበር'ሎ' መስራቲ ሊሎ ትራንስፖርት


'መስመር ጽዕነት ዓበይቲ መካይን ኣመሪካ ይበራበር'ሎ' መስራቲ ሊሎ ትራንስፖርት
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:31 0:00

'ሊሎ ኤክስፕረስ' ዝተባህለ ኣብ ሲልቨር ስፕሪንግ መርላንድ ዝመደበሩ ኣገልግሎት ምውፋር መካይን ጽዕነት፡ ንተጠቃማይ ሕብረተሰብ ምሉእ ሓበረታ ንምሃብ ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ'ሎ። መስራቲ እቲ ኩባንያ ምሕረተኣብ ተወልደ፥ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ19 ተኣጓጒሉ ዝጸንሐ መስመር ጽዕነት ዓበይቲ መካይን፡ ፕረዚደንት ባይደን ድሕሪ ዝፈረሞ ናይ ፖሊሲ ምብርባር፡ እቲ ስራሕ ዳግም ህይወት ክዘርእ ከምዝጀመረ ገሊጹ'ሎ።

XS
SM
MD
LG