ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሳልል መሃንድስ ምስግና ኢሳያስ


 መሳልል መሃንድስ ምስግና ኢሳያስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:00 0:00

መሳልል መሃንድስ ምስግና ኢሳያስ

ካብ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ብዓውዲ ምህንድስና ድሕሪ ምምራቑ፡ ንናይ ኤፍ-ኤም ረድዮ ዛራ ኤርትራ ካብ ኣናሎግ ናብ ዲጂታዊ ኣሰራርዓ ሙዚቃ ንኽትሰግር ሰሪሑ።
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ትካል ሲስኮ፡ ኣብ ምምሕዳር ምምዕባል ሶፍትዌር እትነጥፍ ኣሃዱ ዝመርሕ ዘሎ ምስግና፡ ብዛዕባ ተመኵሮኡን ንኻልኦት ኣብዚ ዓውዲ ዝጽንበሩ ሞያውያንን ዘለዎ ሓሳባት ኣካፊሉ ኣሎ።
XS
SM
MD
LG