ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሰል ምንቅስቓስ ኣብ ኣዋሽሰባት ተታሒዞም ዘለው ክኽበር ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ

መሰል ምንቅስቓስ ኣብ ኣዋሽሰባት ተታሒዞም ዘለው ክኽበር ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

መሰል ምንቅስቓስ ኣብ ኣዋሽሰባት ተታሒዞም ዘለው ክኽበር ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ

ኣብ ኣዋሽ ሰባት ተታሒዞም ናይ ዘለው ተመዛበልቲ መሰል ምንቅስቓስ ብህፁፅ ክኽበር ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።

እቶም ኣብ ኣዋሽ ሰባት ማእኸል መሰልጠኒ ፌደራል ፖሊስ ዘለው 2800 ሰባት ካብ ክልል ትግራይን ገለ ከባብታት ክልል ኣምሓራን ዝተመዛበሉ ከምዝኾኑ ዝገለፀ እቲ ኮሚሽን፣ ንኹነታቶም ብኣካል ንምዕዛብ ናብቲ ማእኸል ንምእታው ብሓይልታት ፀጥታ ከምዘይተፈቐደሉ ኣፍሊጡ።

ድምጺ ኣመሪካ ካብ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ርእይቶ ንምርካብ ዝገበሮ ፃዕሪ ኣይሰመረን።

XS
SM
MD
LG