ኣካፍል
መሕተሚ
ተቐዳደምቲ ጋንታ ዳይመንሽ ዳታ ዝኾኑ ኤርትራዊት መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ኣብቲ ጽባሕ ሶሉስ ኣብ ስጳኛ ዝካየድ ቮልት ኣ ቦርገስ ንምስታፍ ኣብ ስጳኛ ይርከቡ።
ብዛዕባ’ቲ ጽባሕ ዝካየድ ውድድርን ምድላዋቶምን ዝምልከት ምስ መርሃዊ ቅዱስ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available