ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ሃይማኖት ሚኒሶታ ንወሃብቲ ድምጺ ምርጫ ኣሜሪካ ከድምጹ ይጽውዕ


ኣብ ናይ ኣሜሪካ ማእኸላይ ምዕራብ ክፍለ ግዝኣት ሚኒሶታ ዝርከቡ መስጊዳት ምእመናን ፀለምቲን ወሃብቲ ድምፂ ፅባሕ ሰሉስ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ድምፆም ክህቡ ይፅውዑ ኣለው።

ኣብ ሚኒሶታ ናይ ዝርከብ እስላማዊ ማእኸል ዳር ኣል-ሂጂራ ኢማም ዝኾኑ ሸኽ ዓብዱራሕማን ሻሪፍ ናይ ዝሓለፈ ዓርቢ ስብከቶም ኣብ ምርጫ ዝጠመተ ነይሩ።

እቶም ኢማም “እቲ ኣርእስቲ ሰባት ከድምፁን ብፍላይ ፀለምቲ፣ሶማላዊያን፣ምብራቕ ኣፍሪቃዊያን ናይ ምምራፅ ነፃነቶም ክርድኡ ኣለዎም’’ኢሎም።

Loading...

XS
SM
MD
LG