ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሒ ዞባ ሂራን ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝቐተለ ሞሳ ከምዝወሃቦ ይገልጽ

መራሒ ዞባ ሂራን ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝቐተለ ሞሳ ከምዝወሃቦ ይገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

መራሒ ዞባ ሂራን ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝቐተለ ሞሳ ከምዝወሃቦ ይገልጽ

ሓደ ኣመሓዳሪ ማእኸላይ ዞባ ሶማል ንሓደ እስላማዊ ሚልሻ ኣባልኣልሸባብ ዝቐተለ 25-ሽሕ ዶላር ሽልማት ከምዝወሃቦ ኣፍሊጡ። እቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ሂራን ብተወሳኺ ሰራዊትን ሚሊሽያ ነገደን ንኣንስቲ ኣዴታትን ኣባላት ኣልሸባብ ክቀትሉ መምርሒ ሂቡ'ሎ።

በዚ መጸዋዕታ ኣልማማ ቅትለት ዝሰንበዱ ጉጅለታት ተሓለቅቲ መሰላትን
ኪኢላታትን ድምጺ መጠንቃቅታ የቃልሑ'ለዉ።

XS
SM
MD
LG