ዋሽንግተን —
መራሒት ሃገረ ጀርመን ኣንጌላ መርክል፣ ድሕሪ ኣብ’ዚ ወርሒ’ዚ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ስልጣነን ከረክባ ከለዋ፣ ኣብ ጀርመን ጥራሕ ዘይኮነ ንመላእ ኣውሮጳ ምብቃዕ ዘበን ኮይኑ ክዝከር እዩ። ንነዊሕ ዓመታት ንጀርመን ዝመርሓ 67 ዓመት ዝዕድሚኤን ኣንጌላ መርክል፣ ንጀርመን ዝመርሓ ብሕታዊት ጓለኣንስተይቲ እየን።