ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መፈተሺ ጣብያታት ዘጋጥምዎ ምትዕንቓፍ ንምፍታሕ ዘኽእል መምርሒ ከምዘውፀአ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ::
ነቲ መምርሒ ጠሚቱ ንወሃብቲ ሓገዝ ሎሚ ዓርቢ መብርሂ ተዋሂቡ ኣሎ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
No media source currently available