መሓሪ ዑቕባሚካአል (ጠዊል)፡ ስነ-ጥበባዊ ስርሓቱን ኩነታት ጥዕንኡን


መሓሪ  ዑቕባሚካአል (ጠዊል)፡ ስነ-ጥበባዊ ስርሓቱን ኩነታት ጥዕንኡን

No media source currently available

ስነ-ጥበበኛ መሓሪ ዑቕባሚካኤል (ጠዊል) ሓደ ካብቶም ኣብ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ብሓፈሻ ኣብ ባህሊ ትግርኛ ከኣ ብፍላይ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበሩ ዘለዉ መንእሰያት’ዩ ።

​
XS
SM
MD
LG