ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልእኽቲ ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና


ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘለናዮ ፈታኒ እዋን ብልዑል ንቕሓትን ሓያል ስራሕን መኪትና ክንሰግሮ ግድነታዊ ሓላፍነት`ዩ ኢሉ።

ብዛዕባ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንመጀመርያ ግዜ ዝተዛረበ ፕረዚደንት ኢሳያስ፥ ዝሓለፈ ቀዳም ብተለቪዥን ኤርትራ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ "ሕማም ኮሮና ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ብኹሉ መለክዒታቱ ዘይተገመተን ትጽቢት ዘይተገብረሉን ሃንደበታዊ ኩናት`ዩ" ክብል ገሊጽዎ።

ኣተሓሒዙ ለበዳ ኮሮና ኣተኩሮና ክዘርገና ከሰንፈናን ከልምሰናን የብሉን ድሕሪ ምባል ተተሓሒዝናዮ ዝጸናሕና ናይ ልምዓት መደባት ብዓጸፋ ክነሐይሎን ክንሰርሕን ኢና ብምባል ርሑስ ፋሲካን ሮሞዳንን ተመንዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መልእኽቲ ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:15 0:00



XS
SM
MD
LG