ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልእኽቲ ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት መበል 29 ናጽነት ኤርትራ


ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣዝዩ ሓጺር እዋን ኣስዒብዎ ዘሎ ቁጠባዊ ዕንወትን ስምብራቱን፥ ሰንኮፋውነት ዓለማዊ ስርዓተ-ቁጠባ ብግልጺ ዝተራእየሉ እዩ ኢሉ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ትማሊ ሰንበት ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላላፎ መልእክቲ፥ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮሮናን መደባት ልምዓትን ኣተኩሩ ተዛሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መልእኽቲ ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት መበል 29 ናጽነት ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:05 0:00


XS
SM
MD
LG