ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልእኽቲ ዋና አካያዲ ድምጺ ኣሜሪካ ንዝኽሪ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ


ዋና አካያዲ ስራሕ ናድምጺ ኣሜሪካ ጆን ላንሲንግ
ዋና አካያዲ ስራሕ ናድምጺ ኣሜሪካ ጆን ላንሲንግ

ኣብዚ ሎሚ ዝዝኸር መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለው ጋዜጠኛታት ነቲ ሓቂ ንምቕላሕ ዝኸፍልዎ መስዋእቲ ኣፍልጥ ንህብ: ነቶም ናይ መወዳእታን መተካእታ ዘይብሉ ዋጋ ዝኸፈሉ ድማ ንዝክር ክብሉ ዋና አካያዲ ስራሕ ናይ ዓለምለኻዊ ትካል አሜሪካ መራኸቢ ብዙሃን (USAGM) ጆን ላንሲንግ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ አካያዲ ስራሕ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብዚ ምንባብ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG