ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
መልእኽቲ ወላዲት ንኣትለት ጎይተቶም ገብረስላሴ- “በርትዒ”
ኢትዮጵያዊት ኣትለት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ኦሬጎን ኣመሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለምለኸ ውድድር ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ውድድር ማራቶን ምዃና ኣብ እዋኑ ብማዕከናት ዜና ተቓሊሑ ነይሩ። ኣብ እዋን ዓወታ ምስ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ስድራቤታ ክትጽንብሎ ዝነበራ ሃረርታ ዝገለጸት ጎይተቶም ናብ መበቆል ዓደን ብምጉዓዝ ንወላዲታ ኣዘራሪብናየን ኣለና።