ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልእኽቲ ወላዲት ንኣትለት ጎይተቶም ገብረስላሴ- “በርትዒ”


 መልእኽቲ ወላዲት ንኣትለት ጎይተቶም ገብረስላሴ- “በርትዒ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:25 0:00

ኢትዮጵያዊት ኣትለት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ኦሬጎን ኣመሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለምለኸ ውድድር ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ውድድር ማራቶን ምዃና ኣብ እዋኑ ብማዕከናት ዜና ተቓሊሑ ነይሩ። ኣብ እዋን ዓወታ ምስ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ስድራቤታ ክትጽንብሎ ዝነበራ ሃረርታ ዝገለጸት ጎይተቶም ግብረ-መልሲ ናብ መበቆል ዓደን ብምጉዓዝ ንወላዲታ ኣዘራሪብናየን ኣለና።

XS
SM
MD
LG