ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ኣፍሪቃ ናይ ሶማል ተልእኽኡ ምስ ሕ/ሃ ሓባራዊ ክኸውን ወሲኑ


ፋይል
ፋይል

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሶማል ዘሎ ልኡኽ ምኽባር ሰላም ናብ ሓባራዊ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን ወሲኑ።

ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣብ ሶማል ዝተሃናፈጸ ተልእኾ ንክኸውን ብናይ ሕብረት ኣፍሪቃ ነፃ ገምጋም ዝቐረበ ሓሳብ ተቐቢሉዎ ኣሎ ይብል።

እቲ ልኡኽ ክጅምር ተባሂሉ ተወጢኑ ዘሎ ጥሪ 2022 እዩ ኢሉ ኣሎ።

መንግስቲ ሶማል ቅድም ክብል ንተራ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ብምድጋፍ ናይ ፀጥታ ሓላፍነት ናብ ሓይልታት ሶማል ክመሓላለፍ ኣለዎ ክብል ነቲ ውጥን ነፂጉዎ ነይሩ።

XS
SM
MD
LG